ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. ንእስራኤል 'ዓቢ ጽፍዒት' ዝተባህለ ውሳነ ማእሰርቲ እንታይ ትርጕምን ጽልዋን ኣለዎ?

  2. በንጃሚን ነታንያሁን ካልኦት መራሕትን ኣብ ቀይዲ ክኣትዉ ቤትፍርዲ ኣዚዙ

  3. ኣብ ሱዳን ዝተራእየ ወተሃደራዊ ቴክኖሎጂ ፈረንሳ ስለምንታይ የሻቕል?

  4. ስግንጢር ትራምፕ፡ ንኣፍሪቃ ክፈጥሮ ዝኽእል ዕድላትን ሓደጋታታትን

  5. ፈረንሳ፡ 'ምልሶት ጸረ-ሴማውነት ዘግሃደ' ድሕሪ ዝተባህለ ፍጻመ ኣምስተርዳም ኣብ ወጥሪ

  6. ስዑዲ ዓረብ፡ እስራኤል ኣብ ቓዛ 'ምጽናት ዓሌት' ፈጺማ ክትብል ከሲሳ

  7. ቐጠር፡ ሽምግልና እስራኤልን ሓማስን ከምዘቋረጸት ኣፍሊጣ

  8. ኣብ ኲናት ቓዛ: ዝሞቱ 70 ምኢታዊት ደቂ ኣንስትዮን ህጻናትን ከም ዝዀኑ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ

  9. ኣምስተርዳም: መንቀሊ ኣብ ልዕሊ ደገፍቲ ኵዕሶ እግሪ እስራኤል ዝበጽሐ መጥቃዕቲ እንታይ'ዩ?

  10. ንመጥቃዕቲ ሓማስ ዝዀነነ 'ፋትዋ' ፍሉጥ ምሁር እስልምና ኣብ ቓዛ

  11. እስራኤል፡ ነታንያሁ ንሚኒስተር ምክልኻል ድሕሪ ምብራሩ ናዕቢ ተላዒሉ

  12. እስራኤል ጥራሕ ነብሶም ክዀኑ ኣብ መንጐ ዝኣዘዘቶም ፍልስጤማውያን ዝተርኣየት ህጻን እንታይ’ዩ ገጢምዋ?

  13. መረጻ ኣመሪካ፡ ኣዕራብን ኣስላምን ኣመሪካውያን ንመኖም የድምጹ ይዀኑ?

  14. መረጻ ኣመሪካ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዝህልዎ ጽልዋ እንታይ ክኸውን'ዩ?

  15. መረጻ ኣመሪካ 2024፡ ዓለማዊ ሳዕቤኑ እንታይ ክኸውን ይኽእል?

  16. ኣመሪካ ‘ዘስካሕክሕ’ ብዝበለቶ መጥቃዕቲ እስራኤል ብዙሓት ፍልስጤማውያን ተቐቲሎም

  17. ግጭት ኢራን-እስራኤል፡ ሩስያን ቻይናን ኣበይ እየን ክቘማ?

  18. ሊባኖስ፡ ዕጡቕ ጉጅለ ሕዝቦላህ ሓድሽ መራሒ መዚዙ

  19. መጥቃዕቲ እስራኤል ንኢራን፡ ምስልታት ሳተላይት እንታይ ሓቅታት የቃልዑ?

  20. መጥቃዕቲ እስራኤል 'ክጋነን ይዅን ክነኣኣስ ኣይግባእን' ኣያቶላህ ዓሊ ኻመይኒ