ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. ሱዳን፡ ኣብ ከባቢ ካርቱም ብውሕዱ 120 ሰባት ብደብዳብ ተቐቲሎም

  2. ብዛዕባ ምቍራጽ ተጻብኦታት ቓዛ ዘሎ ሓድሽ ምዕባለ

  3. ሰራዊት ሱዳን፡ ንኣገዳሲት ከተማ ተቈጻጺሩ

  4. 1.45 ቢልዮን ህዝቢ ሒዛ ወሊድ ተተባብዕ ሃገር

  5. ኣከባብራ በዓል ልደት ኦርቶዶክስ ክርስቲያን ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት - ብስእሊ

  6. ኢራን እትቕልሶ ኪዳን 'ቀለበት እሳት' ንእስራኤል ኣብ ከመይ ኣሎ?

  7. ባይደን፡ 8 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ኣጽዋር ናብ እስራኤል ክልእኽ መደብ ከም ዘለዎ ተገሊጹ

  8. "ብህይወት ከም ዝተርፍ ርግጸኛ ኣይነበርኵን" - ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም፡

  9. ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብቲ እስራኤል ዝደብደበቶ መዕርፎ ነፈርቲ የመን ከምዝነበረ ሓቢሩ

  10. ጳጳስ ፍራንሲስ፡ ማዕጾ ዘተን ሰላምን ንምኽፋት 'ትብዓት የድሊ'

  11. በዓልቲ ቤት ባሻር ኣል ኣሳድ ፈቲሓቶ ድያ?

  12. እስራኤል ምስ ቅትለት መራሒ ሓማስ ሃንየ ብዝተሓሓዝ ዘውጽኣቶ ሓድሽ ነገር እንታይ'ዩ?

  13. ስለያ እስራኤል፡ መራኸቢ ራድዮታት ሕዝቦላህ ብኸመይ ኣብ ኢዶም ተፈንጂረን?

  14. ቓዛ፡ ዝርርብ ተኹሲ ደው ምባል 90 ምኢታዊት ተዛዚሙ ተባሂሉ

  15. መራሒ ዕጡቓት ሶርያ ኣሕመድ ኣል-ሻራ ምስ ቢቢሲ ኣብ ዝገበሮ ቃለ መጠይቕ እንታይ ኢሉ?

  16. ምስንኻል ወተሃደራዊ መዓስከር ሩስያ ኣብ ሶርያ ኣብ ኣፍሪቃ እንታይ ጽልዋ ክፈጥር ይኽእል?

  17. ሶርያ፡ ድሕሪ 38 ዓመት ካብ ማእሰርቲ ብህይወት ዝወጽአ እሱር መን'ዩ?

  18. ባሻር ኣል-ኣሳድ 'ከይሓሰብኩዎ'የ ካብ ሶርያ ወጺአ' ከምዝበለ ይግለጽ ኣሎ

  19. ኣኽራናት ጎላን እንታይ'ዮም? ስለ ምንታይ'ከ እስራኤል ትግደሰሎም?

  20. ኣለሻ ኣባላት ስድራ፡ ሽክና ርእስን ኣካላት ሰብን ኣብ ዝመልኡ ተረንሽዋታት