ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. ሶርያ፡ መጻኢ ባሻር ኣል ኣሳድን ስድራኡን እንታይ'ዩ ክኸውን?

  2. 'ነዛ ሓዳሽ ሶርያ ክርኢ ብህይወት እንተዝጸንሕ' ሓፍቲ ግዳይ ስርዓት ኣል ኣሳድ

  3. ኣኽራን ጎላን ኣበይ'ዮም ዝርከቡ? መንከ ይቆጻጸሮም?

  4. ስዑዲ ዓረብ እተአንግዶ ዋንጫ ዓለም 2034 እንታይ ክመስል ይኸውን?

  5. ሶርያ፡ ድሕሪ ውድቀት ኣልኣሳድ ዝቕጽል ዘሎ ጽዑቕ ደብዳብ ነፈርቲ እስራኤል

  6. ሶርያ፡ ጉድ ናይቲ 'ሰባት ዝሕረድሉ ዝነበሩ' ቤት ማእሰርቲ እንክቕላዕ

  7. ሶርያ፡ ንዕጡቕ ጉጅለ መሪሑ ደማስቆ ዝኣተወ መሓመድ ኣልጁላኒ መን እዩ?

  8. ሶርያ፡ ዘይተገመተ ውድቀት ባሻር ኣል-ኣሳድ ንፖሊቲካዊ ሚዛን'ቲ ዞባ ብኸመይ ክጸልዎ'ዩ?

  9. ሶርያ፡ ባሻር ኣሳድ ኣብ ሞስኮ ከምዝኣተወ ማዕከናት ዜና ሩስያ ሓቢረን

  10. ሶርያ፡ ኣብ ርእሰ ከተማ ዝኣተው ዕጡቓት መን’ዮም?

  11. ሶርያ፡ ሩስያ ዜጋታታ ክወጽኡ ትእዝዝ፡ ዕጡቓት ናብ ደማስቆ ይግስግሱ

  12. ሳሕቲ መሬት ዳርፉር ዝረገፁ ጋዜጠኛታት ቢቢሲ እንታይ ርእዮም?

  13. ሊባኖሳውያን ብውዕል ምቍራጽ ተዅሲ እስራኤልን ሕዝቦላህን ታሕጓሶም ይገልጹ

  14. ሕዝቦላህ፡ ድሕሪ ምቍራጽ ተዅሲ መጻኢኡ እንታይ እዩ ክኸውን?

  15. እስራኤል-ሕዝቦላህ: ድሕሪ ምቍራጽ ተዅሲ ኣሽሓት ተፈናቐልቲ ይምለሱ

  16. ካቢነ እስራኤል፡ ኣብ ሊባኖስ ምቁራጽ ተዅሲ ክግበር ዝቐረበ ስምምዕ ንምዝታይ ክራኸብ'ዩ

  17. ሱዳን፡ 'ዓለም ግቡኣ ብዘይምግባራ ምሉእ ብምሉእ ፍርስቲ ሃገር ክትከውን እያ'

  18. ሃለዋቱ ጠፊኡ ዝቐነየ ራባይ ከም ዝተቐትለ እስራኤል ኣፍሊጣ

  19. 'ሓራምዝ ክበኣሱ ሳዕሪ ይህሰ' ሕልምታቶም ዝተኾልፈ ሊባኖሳውያን

  20. ትእዛዝ ማእሰርቲ፡ ንእስራኤልን ሓማስን እንታይ ማለት እዩ?