እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።

ናብ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታ ንምብጻሕ [መላግቦ ‘ምሉእ ትሕዝቶ’] ተጠቐሙ

ብዛዕባ ዳታ ምቝጣብ ንምፍላጥ ኣብዚ መላግቦ ነዚ ዝገልጽ ዓንቀጽ ጠውቑ

ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ሑቲ ተወሳኺ ደብዳባት ከተካይድ ውዒላን ሓዲራን

  2. የመን፡ ኣሜሪካን ብሪጣንያን ኣብ ዒላማታት ሑቲ ሓባራዊ መጥቃዕቲ ቀጺለን

  3. ሕቡራት ሃገራት ጸብጻብ ኣብ ሱዳን ብጥሜት ዝሞቱ ሰባት ይቕበል ከምዘሎ ኣፍሊጡ

  4. ቱርኪ ናብ ትካል ስለያ እስራኤል፡ ሓበሬታ ኣሕሊፎም ዝበለቶም ሰባት ኣሲራ

  5. ንመጥቃዕቲ ሑቲ ደው ከብል ዘይከኣለ መጥቃዕትታት ኣየር ኣሜሪካን ብሪጣንያን

  6. ኣመሪካ ኣብ ሶርያን ኢራቕን ንዝርከብ ዕላማታት ኢራን ናይ ምድብዳብ መደብ ከምዘለዋ ተገሊጹ

  7. ኣመሪካ ካብ መሸጣ ኣጽዋር ክብረወሰን ዝሓዘ ኣታዊ ረኺባ

  8. ጆ ባይደን፡ ኣብ ዮርዳኖስ ኣብ ልዕሊ ወተሃደራቱ ንዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሕነ ክፍደ ወሲኑ

  9. ኣመሪካ፡ ኣብ ዮርዳኖስ ንዝተቐተሉ ወተሃደራታ ሕነ ንምፍዳይ እንታይ ክትገብር ትኽእል?

  10. ሰለስተ ወተሃደራት ኣሜሪካ ብድሮን ተቐቲሎም

  11. ቀይሕ ባሕሪ፡ ሑቲ ንኣሜሪካን መሻርኽታን ናብ ዘይውጻእ ዓዘቕቲ የጥሕሉወን ዶ ይህልው?

  12. ብሪጣንያ፡ ሰራሕተኛታት ንመጥቃዕቲ ሓማስ ሓጊዞም ብዝብል ንሕቡራት ሃገራት እትህቦ ደገፍ ፍልስጤም ኣቋሪጻ

  13. ጽንፈኛ የማናውያን ደገፍቲ ናዚ ተቐባልነት ይረኽቡ ኣለዉ - ቻንስለር ጀርመን

  14. ሓንቲ መርከብ-ነዳዲ ካብ ሑቲ ብዝተተኮሳ ሚሳይል ተቓጺላ

  15. 'መዓልታዊ ንደቅና ተሰናቢትና ኢና ንድቅስ' ፍልስጤማዊ ኣቦ

  16. ቓዛ፡ መጥቃዕቲ እስራኤል ካብ ዝጅምር ልዕሊ 25 ሽሕ ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

  17. ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝፍጸም መጥቃዕቲ ጭንቀት ዝፈጠረሎም መርከበኛታት

  18. ሓያለ ሃገራት ዘሳተፈ ብመጥቃዕቲ ሚሳይላት ዝተሰነየ ሰሙን፤ እንታይ’ዩ ዝኽሰት ዘሎ?

  19. እስራኤል-ቓዛ፡ ቤንያሚን ኔታንያሁ ሃገረ ፍልስጤም ንምምስራት ዝቐረበ ሓሳብ ነጺጉ

  20. ላዕለዎት ሰበስልጣን ኢራን ‘ብመጥቃዕቲ እስራኤል’ ተቐቲሎም