እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።

ናብ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታ ንምብጻሕ [መላግቦ ‘ምሉእ ትሕዝቶ’] ተጠቐሙ

ብዛዕባ ዳታ ምቝጣብ ንምፍላጥ ኣብዚ መላግቦ ነዚ ዝገልጽ ዓንቀጽ ጠውቑ

ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. ቀይሕ ባሕሪ፡ ሑቲ ኣብ ልዕሊ መርከብ ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ሚሳይል 3 ባሕረኛታት ተቐቲሎም

  2. ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ ልዕሊ መርከብ ንግዲ ሓድሽ መጥቃዕቲ ተፈጺሙ

  3. ቓዛ፡ ካብ ኣየር ዝድርበ ሰብኣዊ ሓገዝ ስለምንታይ ኣካታዒ ኮይኑ?

  4. ኤፍቢኣይ፡ ሰብመዚ ኣሜሪካ ናይ ምቕታል ውዲት ኣለዎ ዝበሎ ሰላዪ ኢራን ይሃድን

  5. ብትሕቲ ቀይሕ ባሕሪ ዝሓልፉ ኣገደስቲ ገመዳት ኢንተርኔት ከም ዝተቘራረጹ ተሓቢሩ

  6. ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም፡ ኣብ ሰሜን ቓዛ 'ህጻናት ብጥምየት ይሞቱ ኣለው'

  7. እስራኤል : ‘ሓማስ ናይ ምጥፋእ’ ዕላማኣ ብሓቂ ይሳኻዕ ኣሎ ድዩ?

  8. ኣመሪካ፡ ኣብ ቓዛ ብጥምየት ንዝሳቐዩ ዘለው ሰባት ተወሳኺ ሓገዝ ክኣቱ ኣተሓሳሲባ

  9. ሑቲ ካብ ዘጥቅዑወን መራኽብ ንፈለማ ግዜ ሓንቲ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን ጥሒላ

  10. ረድኤት ንምውሳድ ተኣኪቦም ኣብ ዝነበሩ ፍልስጤማውያን ብዝተፈጸመ ተዅሲ ልዕሊ 100 ተቐቲሎም

  11. ኣብ ቃዛ ቁጽሪ ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 30 ሽሕ በጺሑ

  12. ሰብመዚ ኤርትራ ሃለዋት ናይቶም ንልዕሊ 20 ዓመታት ዝተሰወሩ እሱራት ከፍልጡ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ

  13. መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዛዕባ እቲ ኣብ ክሊ ኣየር ሶማልያ ዘጋጠመ ኵነታት እንታይ ኢሉ?

  14. ቓዛ፡ 'መን'ዩ ባባ ክብለኒ?'፡ ንብዓት 103 ኣባላት ስድራ ዝተቐዝፈ ኣቦ

  15. ኣመሪካ፡ ኣብ ኣፍደገ ኤምባሲ እስራኤል ነብሱ ዘቃጸለ ኣባል ሓይሊ ኣየር ኣመሪካ ሞይቱ

  16. ዘሰሓሕብ ዘሎ ውጥን ነታንያሁ ድሕሪ ምዝዛም ኲናት ኣብ ቓዛ እንታይ እዩ?

  17. ቀይሕ ባሕሪ፡ ሑቲ መርከብ ብሪጣንያ ኣዕንዮም

  18. ቀይሕ ባሕሪ፡ ብዕጡቓት ሑቲ ዝተወቕዐት መርከብ ብሪጣንያ ኣብ ከመይ ኵነታት ኣላ?

  19. እስራኤል-ቓዛ፡ ኣመሪካ ተዅሲ ደው ክብል ንዝቐረበ እማመ ምቅዋማ ቻይና ነቒፋ

  20. ‘ውዕል ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ምስ ኣዋጅ ኲናት ዝዳረግ እዩ’-ሶማልያ