እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።

ናብ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታ ንምብጻሕ [መላግቦ ‘ምሉእ ትሕዝቶ’] ተጠቐሙ

ብዛዕባ ዳታ ምቝጣብ ንምፍላጥ ኣብዚ መላግቦ ነዚ ዝገልጽ ዓንቀጽ ጠውቑ

ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. ባብ ኤል-መንደብ፡ ብሰንኪ መጥቃዕቲ ሑቲ ኣባላታ ዝራሕርሑዋ ንግዳዊት መርከብ

  2. ባይቶ ጸጥታ፡ ኣብ መንጐ ኢትዮጵያን ሶማልያን ብዛዕባ ዘሎ ወጥሪ ክዝቲ'ዩ

  3. ሰራዊት እስራኤል ኣብ ደቡባዊ ቃዛ ኣብ ዝርከብ ሆስፒታል 'ዝኸፍአ ሓደጋ' ኣብፂሑ

  4. እስራኤል፡ ንዝተቐትለ ወተሃደራ ሕነ-ንመፍዳይ ኣብ ልዕሊ ሊባኖስ መጥቃዕቲ ኣካይዳ

  5. ነታንያሁ ምሕጽንታ ማሕበረሰብ ዓለም ብምንጻግ ንራፋህ ምጥቃዕ ከምዝቕፅል ተሓንዩ

  6. ቓዛ፡ ኣብ ራፋሕ ዝካየድ መጥቃዕቲ እስራኤል ‘መቕዘፍቲ’ ከምዘስዕብ ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቝ

  7. ጆ ባይደን፡ እስራኤል ኣብ ራፋሕ ንዝተቓልዑ ሰባት ክትከላኸል ጸዊዑ

  8. ቀይሕ ባሕሪ፡ ድሮናት ሑቲ ዝሃድኑ ፓይለታት ኣሜሪካ ውዕሎኦም እንታይ ይመስል?

  9. 'ናበይ ኢና እንኸዶ?' ፍልስጤማውያን

  10. እስራኤል ጅሆ ተታሒዞም ካብ ዝጸንሑ ክልተ ሰባት ከምዘውጽአት ገሊጻ

  11. እስራኤል ኣብ ራፋሕ ንዝወጠነቶ መጥቃዕቲ ስዒቡ ዝቐርብ ዘሎ መጠንቀቕታ እንታይ እዩ?

  12. ብወተሃደራት እስራኤል ምዝርግሖም ዝተረጋገጸ ኣሳእል እንታይ የመልክቱ?

  13. እስራኤል-ቓዛ፡ ፍልስጤማውያን ካብ ራፋሕ ንምግዓዝ ወተሃደራቱ ክዳለዉ ነታንያሁ ኣዚዙ

  14. ስለያኣ ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ደቡብ ኣፍሪቃ ከምዘየፈራርሐ እስራኤል ገሊጻ

  15. ጆ ባይደን፡ 'ናይ ምዝካር ዓቕመይ ጽቡቕ'ዩ ዘሎ'

  16. 'ተኸቢብና ኣለና'፡ ኣብ ሓደገኛ ዶብ ማእከላይ ምብራቕ ዝዓረደ ሰራዊት እስራኤል

  17. እስራኤል፡ ብሓማስ ንዝቐረበ ቅድመ ኵነት ተዅሲ ደው ንምባል ብትሪ ነጺጋቶ

  18. ሶርያ፡ እስራኤል ንዒላማታት 'ሆምስ' ከም ዝደብደበት ኣፍሊጣ

  19. ኲናት ቓዛ፡ ሓማስ ንዝቐረበሉ ሓድሽ እማመ ምቍራጽ ተዅሲ መልሲ ሂቡሉ

  20. ኲናት ቓዛ፡ ‘በጃኹም መጺእኩም ኣድሕኑኒ’ ጓል 6 ዓመት ፍልስጤማዊት ሂንደ ራጃብ ካብ ማእከል ሓዊ