ዉቁባት ስእሊታት ኣፍሪቃ እዚ ሰሙን፡ ፍሽክታ፤ ዜብለጨልጭን ሰልፍን

Published

ካብ ኣፍሪቃን ኣብ ካልኦት ዓለማትን ዝተረኸቡ ስእሊታት ኣፍሪቃን ኣፍሪቃዉያንን።

ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣባላት ከፕ ሚኒሰተረል ባንድ ኣብ ጎደናታት ከፕ ታውን ኣብ ካርኒቨል እናተሳተፉ ጥሪ 2-2019
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣባላት ከፕ ሚኒሰተረል ባንድ ኣብ ጎደናታት ከፕ ታውን ኣብ ካርኒቨል እናተሳተፉ
ሓንቲ ሰበይቲ ኣብ ሰፈር ድካትት ኪበራ ናይሮቢ ርሺ ሒዛ እንከላ ጥሪ-1-2019
መግለጺ ስእሊ, ሓንቲ ሰበይቲ ኣብ ድካትት ኪበራ ናይሮቢ ርሺ ሒዛ እንከላ
ኣብ ገምገም ባሕሪ ናይጀርያ ሌጎስ ደቂኣንስትዮ ሰልፊ እናተሳእላ
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ገምገም ባሕሪ ናይጀርያ ሌጎስ ደቂኣንስትዮ ሰልፊ እናተሳእላ
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣባላት ከፕ ሚኒሰተረል ባንድ ኣብ ጎደናታት ከፕ ታውን ኣብ ካርኒቨል እናተሳተፉ ጥሪ 2-2019
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ጎደናታት ኬፕ ታውን ደቡብ ኣፍሪቃ ኣባላት ኬፕ ሚኒሰተረል ባንድ ኣብ ካርኒቨል እናተሳተፉ
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣባላት ከፕ ሚኒሰተረል ባንድ ኣብ ጎደናታት ከፕ ታውን ኣብ ካርኒቨል እናተሳተፉ ጥሪ 2-2019
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣባላት ከፕ ሚኒሰተረል ባንድ ኣብ ጎደናታት ከፕ ታውን ኣብ ካርኒቨል እናተሳተፉ
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣባላት ኬፕ ሚኒሰተረል ባንድ ኣብ ጎደናታት ኬፕ ታውን ኣብ ካርኒቨል እናተሳተፉ ጥሪ 2-2019
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣባላት ኬፕ ሚኒሰተረል ባንድ ኣብ ካርኒቫል ጎደናታት ኬፕ ታውን እናተሳተፉ
ደገፍቲ ንዝተሳዕረ ሕጹይ ፕረዚደንት ኣንታናሪቮ ተቓውም እናገበሩ ታሕሳስ 29-2018
መግለጺ ስእሊ, ደገፍቲ ንዝተሳዕረ ሕጹይ ፕረዚደንት ኣንታናሪቮ ተቃውም እናገበሩ
ኣምባሳደር በኒን ኣብ ደንማርክ ንግስቲ ደንማርከ ኣብ ጽንብል ሓዲሽ ዓመት ሰላም ክብላ እንከሎ ጥሪ 3-2019
መግለጺ ስእሊ, ኣምባሳደር በኒን ኣብ ጽንብል ሓዲሽ ዓመት ንንግስቲ ደንማርከ ሰላም ክብላ እንከሎ

ስእሊ ካብ፡ ኤኤፍፒን፤ ኢፒኣ፤ ሮይተርስን