ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. መወዳእትኡ ኣብ ዘይፍለጥ ኵናት እስራኤልን ሓማስን ተስፋ ዝጸለምቶም ፍልስጤማውያን

  2. ኢራን ኣብ ዒራቕን ሶርያን ዘካየደቶ መጥቃዕቲ ሚሳይል እንታይ ትርጕም ኣለዎ?

  3. ሓማስ፡ ብደብዳብ እስራኤል ተቐቲሎም ናይ ዝበሎም ጅሆ ዝጸንሑ ሰባት ቪድዮ ዘርጊሑ

  4. ኣሜሪካ ካብ ሑቲ ዝተተኮሰ ሚሳይል ጸረ-መርከብ ኣውዲቓ

  5. ሕዝቦላህ ብዝፈጸሞ መጥቃዕቲ እስራኤላውያን ኣደን ወድን ቀቲሉ

  6. ቅልውላው ቀይሕ ባሕሪ፡ ወተሃደራዊ ዓቕሚ ሑታውያን ማዕረ ክንደይ እዩ?

  7. ኣሜሪካ 'ብውልቂ' ናብ ኢራን መልእኽቲ ሰዲዳ

  8. ኣብ ቓዛ ጅሆ ናብ ዝተትሓዙ ሰባት መድሓኒት ንምብጻሕ ስምምዕ ተበጺሑ

  9. ኣብ ልዕሊ ሑቲ ዝተጀመረ ደብዳብ ምስፋሕ ኲናት ቓዛ የመላኽት ዶ?

  10. ኣብ ኢትዮጵያ ክንደይ ዝኣኽሉ ህጹጽ ሓገዝ መግቢ ይጽበዩ ኣለዉ?

  11. ኢራን ኣብ ጥቓ ዖማን ዝነበረት መርከብ ጽዕነት ነዳዲ ተቖጻጺራ

  12. ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ስግኣት ፈጢሮም ዘለዉ ሑቲ መን እዮም፡ ዕላማኦም ከ?

  13. ቀይሕ ባሕሪ፡ ንምዕራባውያን በዳሂ ኰይኑ ዘሎ ተኣፋፊ ጸጥታዊ ኵነታት

  14. ኣስመራ፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ብዛዕባ 'ዞባዊ ምዕባለታት' ምስ መራሕቲ ኤርትራ ተዘራሪቡ

  15. ደቡብ ኣፍሪቃ ኣንጻር እስራኤል ኣበጊሳቶ ዘላ ክሲ 'ምጽናት ዓሌት ፍልስጤማውያን' እንታይ እዩ?

  16. ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣመሪካን ብሪጣንያን ኣንጻር ሑቲ ወተሃደራዊ ስጕምቲ ከምዝወስዳ ኣአንፊተን

  17. ተሳፈርቲ ዝሓዘት ሄሊኮፕተር ሕቡራት ሃገራት ኣብ ቍጽጽር ኣልሸባብ ኣትያ

  18. ኣብ 2023 ብነታጒ ዝተጐድኡ ሰለማውያን ሰባት ኣመና ወሲኹ - መጽናዕቲ

  19. እስራኤል ብዝተጠርጠረትሉ ኣብ ሊባኖስ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሕዝቦላህ ተቐቲሉ

  20. ብሊንከን፡ ፍልስጤማውያን ካብ ቓዛ ንኽወጽኡ ዝግበር ዘሎ ድፍኢት ኰኒኑ