ካብ ቢንያም ግርማይ ክሳብ ሕብረተሰብ ቦዲ፡ ውቅባት ኣሳእል ኣፍሪቃ

ቢንያም ግርማይ ዙር ፈረንሳ 2025 ንዝበለጸ መንእሰይ ንእትውሃብ ጻዕዳ ማልያ ወኒኑ
መግለጺ ስእሊ, ቢንያም ግርማይ ዙር ፈረንሳ 2025 ንዝበለጸ መንእሰይ ንእትውሃብ ጻዕዳ ማልያ ወኒኑ
Published
ንባብ: 2 ደቓይቕ
ኣብ ኢትዮጵያ ዞባ ደቡብ ኦሞ ወረዳ ሰላማጎ ዝርከቡ ሕብረተሰብ ቦዲ ግን ሓድሽ ዓመቶም ንምቕባል ንነብሶም ኣዐርዮም ይቕልብዋ
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ኢትዮጵያ ዞባ ደቡብ ኦሞ ወረዳ ሰላማጎ ዝርከቡ ሕብረተሰብ ቦዲ ግን ሓድሽ ዓመቶም ንምቕባል ንነብሶም ኣዐርዮም ይቕልብዋ
ሰሉስ፡ ኣብ ቱኒዝያ ማዕበል ሙቐት ኣብ ዘጋጥመሉ ዘሎ እዋን፡ መንእሰኣት ናብ ባሕሪ ይዘሉ
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ቱኒዝያ ማዕበል ሙቐት ኣብ ዘጋጥመሉ ዘሎ እዋን፡ መንእሰኣት ናብ ባሕሪ ይዘሉ
ኣብ ርእሰ ከተማ ናይጀርያ ኣብ መጻወቲ ህጻናት
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ርእሰ ከተማ ናይጀርያ ኣብ መጻወቲ ህጻናት
እዚ ኣብ ርእሰ ከተማ ናይጀርያ ዝርከብ መዘናግዒ ቦታ ቅድሚ ክልተ ዓሰርተታት ዓመታት ዝተኸፍተ እዩ
መግለጺ ስእሊ, እዚ ኣብ ርእሰ ከተማ ናይጀርያ ዝርከብ መዘናግዒ ቦታ ቅድሚ ክልተ ዓሰርተታት ዓመታት ዝተኸፍተ እዩ
ብቀዳም ኣብ ዚምባብወ ዝተኻየደ ውድድር ኣልቢኒዝም
መግለጺ ስእሊ, ብቀዳም ኣብ ዚምባብወ ዝተኻየደ ውድድር ኣልቢኒዝም
ቱኒዝያዊት ኦንስ ጃቡር ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ሻምፕዮን ቴኒስ ዊምብለደን፡ ዓባይ ብሪጣንያ
መግለጺ ስእሊ, ቱኒዝያዊት ኦንስ ጃቡር ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ሻምፕዮን ቴኒስ ዊምብለደን፡ ዓባይ ብሪጣንያ
ኣብ ናኩሩ ኬንያ ኣብ ዝርከብ ድኳን ዝሽየጥ ዘዕግብ ብርጭቕ [ሓብሓብ]
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ናኩሩ ኬንያ ኣብ ዝርከብ ድኳን ዝሽየጥ ዘዕግብ ብርጭቕ [ሓብሓብ]
ሰኑይ ኣብ ምብራቓዊ ገማግም ባሕሪ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ሰርፊን
መግለጺ ስእሊ, ሰኑይ ኣብ ምብራቓዊ ገማግም ባሕሪ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ሰርፊን