ክሳብ ክንደይ ተወሰኽቲ ዓመታት ክትነብሩ ትኽእሉ?

Published

ማእከላይ ገምጋም ዕምሪ (ዕድመ) ብደረጃ ዓለም እናወሰኸ'ዩ። ኣብ 2008 ዝተወለዱ ካብቶም ቅድሚ 25 ዓመታት ዝተወለዱ ሰባት ብማእከላይ ገምጋም ንተወሰኽቲ 7 ዓመታት ይነብሩ።

ቀፂሉ ኣብ ዘሎ መሕትት ዕድመ፣ ሃገርን ፆታን ጥራሕ ብምምላእ ማእከላይ ገምጋም ክትነብሩሉ እትኽእሉ ዕድመ ፍለጡ።

ዓለማዊ ማእከላይ ገምጋም ዕምሪ ሰባት 72 ዓመት ክኸውን እንከሎ - ኣብ ደቂ ተባዕትዮ 70፡ ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ድማ 75 ዓመት ማለት ኢዩ። እንተኾነ ግን እዚ ምስ ዕድመ ዝለዋወጥ ኢዩ። ንኣብነት፡ ሓደ 69 ዓመት ዝዕድሚኡ ሰብ ብገምጋም ተወሳኺ 17 ዓመት ክነብር ይኽእል ይኸውን።

ሓጸርቲ ቪድዮታት ዝለል እና ቀጽል

ሓጸርቲ ቪድዮታት

  • ብረት ዝሓዘ ዕጡቕ
  • ኣቶ ሰይፉ ተስፋይ
  • ፌቨን ማርኮ
  • ወርቂ ስለ ምንታይ ይኸብር ኣሎ?
  • ተቐማጢት ኣውስትራልያ ዝናብ ገብረዋህድ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ደቀንስትዮ ኣብ ዝተፈላለዩ ጽንብላት ንዝጥማሎም ቁኖታት ሰሪሓ ናብ ዕዳጋ ተቕርብ።
  • ኣብ ማሕበራዊ መራኸብታት ስሙይ ዝዀነ መንእሰይ መምህር
  • ፅዕዳወ ኣስናንና ንምሕላው ዝሕግዙ ቀለልቲ ኣማራጺታት
  • እንጀራ ምስንካት ዝስልጥና ዘለዋ ወጻእተኛታት

ዝያዳ ዝተነበ