እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።

ናብ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታ ንምብጻሕ [መላግቦ ‘ምሉእ ትሕዝቶ’] ተጠቐሙ

ብዛዕባ ዳታ ምቝጣብ ንምፍላጥ ኣብዚ መላግቦ ነዚ ዝገልጽ ዓንቀጽ ጠውቑ

ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. ቀይሕ ባሕሪ፡ ብሑቲ ዝተሃረመት መርከብ ብላሕኲ ነዳዲ ብከላ ከይተስዕብ ተሰጊኡ

  2. መርከብ እስራኤል ኣብ ማያዊ ግዝኣት ናሚብያ ከይተዕርፍ ተኸልኪላ

  3. ህይወት ክልተ ኤርትራውያን ዝበልዐ ግጭት

  4. እስራኤል-ሕዝቦላህ፡ ንኲናት ከምዘይደልይዎ ዝገልጹ ግን ንዕኡ ዝተዳለዉ

  5. እስራኤል፡ 'ሕማቕ ኣጋጣሚ ኰይኑ ባእሲን ዕግርግርን ኤርትራውያን ኣይሓደሰናን' - ፖሊስ ተልኣቪቭ

  6. ኣብ መንጐ ኤርትራውያን ኣብ እስራኤል ብዝተፈጥረ ግጭት 2 ተቐቲሎም 8 ተሃሪሞም

  7. እስራኤል፡ ኣብ ሊባኖስ ዝርከብ መዓስከራት ሕዝቦላህ ብነፈርቲ ደብዲባ

  8. የመን፡ ኣጽዋር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ብቕሉዕ ዝሽየጠላ ሃገር

  9. ቀይሕ ባሕሪ፡ መጥቃዕቲ ዝወረዳ መርከብ ነዳዲ 'ከባብያዊ ሓደጋ' ከይተስዕብ ተሰጊኡ

  10. ዘይተነገሩ ውሽጣውን ግዳማውን ሚስጥራት ወራሲ ዘውዲ ስዑዲ ዓረብ

  11. ነታንያሁ፡ ምስ ብሊንከን ድሕሪ ምስምምዑ ዝተዛረቦ ንኣመሪካ ኣቘጢዑ

  12. ኲናት ካብ ዘንጸላልዋ ዘሎ ሊባኖስ ክወጹ ዘይክኣሉ ኣፍሪቃውያን

  13. ኲናት ቓዛ፡ ሓድሽ እማመ ሰላም ኣመሪካ እንታይ ዝሓዘ እዩ?

  14. ቀይሕ ባሕሪ፡ ሓይልታት ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሑቲ መጥቃዕትታቶም ይቕጽሉ

  15. ፕረዚደንት ሶማልያ፡ ‘ኢትዮጵያ ልኡላውነት ሶማልያ ክሳብ ዘየኽበረት ዝርርብ ዝበሃል የለን'

  16. እስራኤል ኣብ ልዕሊ ሊባኖስ ብዝፈጸመቶ መጥቃዕቲ ኣየር፡ ኣደ ምስ ክልተ ደቃ ሓዊሱ 10 ሰባት ተቐቲሎም

  17. ባይደን፡ስምምዕ ምቍራጽ ተዅሲ ቓዛ ዕሽሽ ክበሃል ከምዘይግባእ ኣተሓሳሲቡ

  18. እስራኤል - ኢራንን፡ ካብ ውክልና ኲናት ናብ ዝዓበየ ስግኣት ዞባዊ ግጭት

  19. እስራኤላውያን ሰፋሮ ንቁሸት ፍልስጤማውያን ምዕራባዊ ገማግም ኣቃጺሎም

  20. ሓማስ፡ ስለምንታይ እዩ ኣብቲ ልዑል ትጽቢት ዝተነብሮ ዘተ 'ኣይሳተፍን' ኢሉ?