ግጭት እስራኤል-ቓዛ፡ ስእላዊ መግለጺ መበል 20 መዓልቲ

ቤተሰብ ዝሞተን ኣዴታት እናልቀሳ፡ ኣብ ናስር ሆስፒታል፡ ካን ዮኑስ
መግለጺ ስእሊ, ቤተሰብ ብደብዳብ እስራኤል ዝሞተን ኣዴታት ቓዛ ኣብ ውዑይ ሓዘን፡ ኣብ ከባቢ ሆስፒታል ናስር፡ ካሃን ዩኑስ
Published
ድሕሪ ደብዳብ እስራኤል ህይወት ንምርካብ ዝፍትሹ ነበርቲ ቓዛ
መግለጺ ስእሊ, ደብዳባት ሰራዊት እስራኤል ኣብ ልዕሊ ዒላማታት ቓዛ ሎሚ'ውን ቀጺሉ ውዒሉ ኣሎ
ሰብኣዊ ሓገዝ ዝጸዓነት መኪና ሕቡራት ሃገራት
መግለጺ ስእሊ, ብዓርቢ 10 ሰብኣዊ ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ሕቡራት ሃገራት ብዶብ ግብጺ ናብ ቓዛ ኣትየን ኣለዋ። ትማሊ'ውን 12 ኣትየን ነይረን።
ዝተፈናቐሉ ነበርቲ ቓዛ ኣብ ከባቢ ሆስፒታል ኣል-ሺፋ
መግለጺ ስእሊ, ዝተፈናቐሉ ነበርቲ ቓዛ ኣብ ከባቢ ሆስፒታል ኣል-ሺፋ
ገለ ነበርቲ ካብቲ ሃዲሞም ዝኸድዎ ደቡባዊ ቓዛ ብሰንኪ ደብዳብ ናብ ማእከል ከተማ ቓዛ ይምለሱ ከምዘለዉ ጸብጻባት ሓቢሮም
መግለጺ ስእሊ, ገለ ነበርቲ ካብቲ ሃዲሞም ዝኸድዎ ደቡባዊ ቓዛ ብሰንኪ ደብዳብ ናብ ማእከል ከተማ ቓዛ ይምለሱ ከምዘለዉ ጸብጻባት ሓቢሮም
ወዲ 3 ዓመት ኣቪድደይል ኢዳን ዝርከቦም ግዳያት ጭውያ ሓማስ ዝኾኑ እስራላውያን ንምዝካር ብማሕበረሰብ ኣይሁድ ለንደን ዝተዳለወ ጥርሑ መናብር
መግለጺ ስእሊ, ወዲ 3 ዓመት ኣቪድደይል ኢዳን ዝርከቦም ግዳያት ጭውያ ሓማስ ዝኾኑ እስራላውያን ንምዝካር ብማሕበረሰብ ኣይሁድ ለንደን ዝተዳለወ ጥርሑ መናብር
ማሕበረሰብ ኣይሁዳውያን ኣብ ለንደን ንግዳያት ጅሆ ሓማስ ዝኾኑ ልዕሊ 220 እስራኤላውያን ንምዝካር ዘዳለውዎ መናብር
መግለጺ ስእሊ, ማሕበረሰብ ኣይሁዳውያን ኣብ ለንደን ነቶም ልዕሊ 220 ግዳያት ጅሆ ሓማስ ንምዝካር ዘዳለውዎ መናብር
ታንክታት እስራኤል ኣብ ዶባት ቓዛ
መግለጺ ስእሊ, እስራኤል ንዝሰፍሐ መጥቃዕቲ መደላዊ ዝኸውን ስርሒታት ኣብ ወሰናስን ቓዛ ተካይድ ኣላ