BBC News,
ትግርኛ
ናብቲ ትሕዝቶ ቀጽሉ
ዜና
ተዓዘቡ
ስምዑ
ክፍልታት
ዜና
ኤርትራ
ኢትዮጵያ
ሱዳን
ማእከላይ ምብራቕ
ሳይንስን ጥዕናን
ኣመና ፍቱዋት
ኤርትራ
ኢትዮጵያ
ሱዳን
ማእከላይ ምብራቕ
ሳይንስን ጥዕናን
ኣመና ፍቱዋት
ኣብ እዋን ጥንሲ ጸሊም ዋላኻ ምቑሓም ዘሐጉሳ ነብሰ ጾር
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።
መግለጺ ቪድዮ,
ኣብ እዋን ጥንሲ ጸሊም ዋላኻ ምቑሓም ዘሐጉሳ ነብሰ ጾር
Published
22 ጥቅምቲ 2019
ኡጓንዳዊት ብሬንዳ፡ ኣብ እዋን ጥንሲ ጸሊም ዋላኻ ምቑሓም እዩ ዘሐጉሳ። እንተኾነ ግን ልዕሊ ዓቐን ኮይኑ ሓካይም መጠን እትበልዖ ጸሊም ዋላኻ ክትንኪ ሓቢሮማ።