ሕሩያት ዲዛይነራት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ

Published

"ሃብ ኦፍ አፍሪካ"ኣብ አህጉርና ካብ ዝካየዱ ዓበይቲ ምድላዋት ሓደ እንትኸውን፥ ካብ ዒስራ ንላዕሊ ዲዛይነራት ፋሽን ተሳቲፈን እየን።

House of Eden
መግለጺ ስእሊ, ካብ ዲዛይነር ኤደን አስበሃ፤ ኢትዮጵያ
Arnold Murithi
መግለጺ ስእሊ, ካብ ዲዛይነር አርኖልድ ሙሪቲ፤ ኬንያ
Ratatouille
መግለጺ ስእሊ, ካብ ዲዛይነር ጃኪ ኣፎርቴስ፤ ኢትዮጵያ
ZAAF
መግለጺ ስእሊ, ዲዛይነር አባይ ሹልትዝ ካብ ኢትዮጵያ
Ejig Tibeb
መግለጺ ስእሊ, ካብ ዲዛይነር እጅጋየሁ ሃ/ጊዮርጊስ፤ ኢትዮጵያ
Anyango Mpinga
መግለጺ ስእሊ, ካብ ዲዛይነር አንያንጎ እምፒንጋ፤ ኬንያ
Yordi
መግለጺ ስእሊ, ካብ ዲዛይነር ዮርዳኖስ አበራ፤ ኢትዮጵያ
Mafi
መግለጺ ስእሊ, ዲዛይነር ማህሌት ማፊ አፈወርቅ
Samra Luxury Class Leather
መግለጺ ስእሊ, ዲዛይነር ሳምራዊት መርስኤሃዘን፤ ካብ ኢትዮጵያ
Russel Solomon
መግለጺ ስእሊ, ካብ ዲዛይነር ጋብርኤል ሶሎሞን፤ ናይጄሪያ
Adama Paris
መግለጺ ስእሊ, ካብ ዲዛይነር አዳማ ፓሪስ፤ ሴኔጋል