BBC News,
ትግርኛ
ናብቲ ትሕዝቶ ቀጽሉ
ዜና
ተዓዘቡ
ስምዑ
ክፍልታት
ዜና
ኤርትራ
ኢትዮጵያ
ሱዳን
ማእከላይ ምብራቕ
ሳይንስን ጥዕናን
ኣመና ፍቱዋት
ኤርትራ
ኢትዮጵያ
ሱዳን
ማእከላይ ምብራቕ
ሳይንስን ጥዕናን
ኣመና ፍቱዋት
ኣሸንዳ፡ ኣከባብራ በዓል ኣብ መቐለ- ብስእሊ
ብውሑድ ዳታ ጽሑፍ ጥራሕ ኣንብቡ
መግለጺ ስእሊ,
በዓል ኣሸንዳ ኣብ ትግራይ ብፍላይ ድማ ኣብ ከተማ መቐለን ዓብዪ ዓዲን ብፍሉይ ድምቀት ክኽበር ጀሚሩ
Published
22 ነሓሰ 2024
ንባብ: 2 ደቓይቕ
መግለጺ ስእሊ,
ቆልዑ ኣሸንዳ ብባህላዊ ዓለባ: ቁኖን መመላኽዕን ደሚቐን ወደሳን ፀወታን ጀሚረን ኣለዋ
መግለጺ ስእሊ,
እቲ በዓል ሎሚ ሓሙስ ጀሚሩ ክሳብ ቀዳም ደሚቑ ክቕጽል እዩ።
መግለጺ ስእሊ,
ቅንያት ኣሸንዳ ፍልፍል እቶት እውን እናኾነ ብምኻዱ ኣብቲ ቅነ ብርክት ዝበሉ ባህላዊ መመላኽዕታት ኣልባሳትን ንመሽጣ ይውዕሉ
መግለጺ ስእሊ,
ቆልዑ ኣሸንዳ ባህሊ ወለደን ንምዕቃብ ኣብ ዝገብረኦ ምትእኽኻብ ክብረንን ጥዕናአን እውን ክሕልዋ ከምዝግበአን ሰብ ሞያ ጥዕና ይምዕዱ
መግለጺ ስእሊ,
በዓል ኣሸንዳ መሰረቱ ሃይማኖታዊ ከምዝኾነ ይግለጽ። ይኹን ደኣ'ምበር ባህላዊ ትሕዝትኡ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናደመቐ ይኸይድ ኣሎ::
Skip content and continue reading
ሸውዓተ ካብ ክብርታት ኣሸንዳ - ትግራይ
24 ነሓሰ 2023
End of content
ተወሳኺ መርምር
ኢትዮጵያ
ባህሊ
ተዛማዲ ትሕዝቶ
ድምቀት ኣሸንዳ ኣብ መቐለ - ብስእሊ
23 ነሓሰ 2023
ቪድዮ
0:46
ቪድዮ,
ቢቢሲ ትግርኛ ብዩቱዩብ መጺኡ ኣሎ
, ዕምሪ ፈነወ 0,46
18 ሰነ 2025
1:32
ቪድዮ,
ጸባ ጡብ ኣደ ንዓበይቲ ሰባት፡ ስለምንታይ?
, ዕምሪ ፈነወ 1,32
3 ሚያዝያ 2025
1:52
ቪድዮ,
ትግራይ፡ ኣሽሓት ሰባት መጊባ እትውዕል ፈላሲት
, ዕምሪ ፈነወ 1,52
2 ሚያዝያ 2025
2:56
ቪድዮ,
'ኡሙጋንዳ'፡ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ዝሳተፉሉ ፍሉይ ወፈራ ኣብ ርዋንዳ
, ዕምሪ ፈነወ 2,56
29 መጋቢት 2025
ዜናታት
ቤት ፍርዲ ኣመሪካ ምምሕዳር ትራምፕ ን5,000 ኢትዮጵያውያን ዝሃቦ ግዝያዊ ሓለዋ ከልዕሎ ፈቒዱ
19 ነሓሰ 2026
ጋንታ ደንደን ንመጻረዪ ግጥማት ሻምፕዮንስ ሊግ ደቂ-ኣንስትዮ ኣፍሪቃ ኪጋሊ ኣትያ
19 ነሓሰ 2026
ውዕል መካ፡ ቱርኪ ስዑዲ ዓረብን ፓኪስታንን 'ኣስላማዊ ኔቶ' ክፈጥራ ይኽእላ ድየን?
18 ነሓሰ 2026
ኣዘራረብቲ ዛዕባታት
ኣብ ሸላታት ሞት ስዑዲ ዓረብ ተስፋ ዝቘረጹ ኢትዮጵያውያን ናብ ቢቢሲ ደዊሎም
1 ነሓሰ 2026
ቢቢሲ ትግርኛ ዜና / ዜና፡ ካብ ቢቢሲ ትግርኛ
ኤርትራ፡ ንመምርሒ ባጤራ ዝሰዓበ ሻቕሎትን ቅልውላውን ዕዳጋታት
29 ሓምለ 2026
ኣብ ዘይኲናቶም ተኸርዲኖም ምሩኻት ኲናት ዝዀኑ ኣፍሪቃውያን
"ምስ ሞትኩ መርድእ ምንጋር ይሓይሽ"፡ ዘሰቅቕ ዛንታታት ሞት ዝተፈረዶም ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድያ
21 ጉንቦት 2026
ብዛዕባ እታ 'ሕብሪ ወርሒ' እትሰምየት ኤርትራዊት ዘውዲ ኣርኣያ እንታይ ንፈልጥ?
1 ሰነ 2026
ንሕንሕ ስዑዲ ዓረብን ኢማራትን ንቐርኒ-ኣፍሪቃ ናብ ዓውደ-ውግእ ይቕይሮዶ?
20 ለካቲት 2026
ዝጐሃሃር ዘሎ ዳርባ ቃላት ኢትዮጵያን ኤርትራ ናበይ ከምርሕ'ዩ?
12 ለካቲት 2026
ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያን ኤርትራን ካልኦት ጐረባብቲን እንታይ ይመስል?
28 ጥሪ 2026
ዝያዳ ዝተነበ
1
መልክዕናዶ ባህርያትና ይምረጽ?
ንመወዳእታ እዋን ዝተመሓየሸሉ: 14 ለካቲት 2026
2
'ንኣደይ ዘታለላ ሰብ ንምርካብ ኣህጉራት ሰጊረ ተጓዒዘ፡ ዝረኸብክዎ ግን ካልእ እዩ'
3
ጋንታ ደንደን ንመጻረዪ ግጥማት ሻምፕዮንስ ሊግ ደቂ-ኣንስትዮ ኣፍሪቃ ኪጋሊ ኣትያ
4
ቤት ፍርዲ ኣመሪካ ምምሕዳር ትራምፕ ን5,000 ኢትዮጵያውያን ዝሃቦ ግዝያዊ ሓለዋ ከልዕሎ ፈቒዱ
5
ፍሉይ ህያብ መመረቕታ፡ ዓለም እተዛርብ ዘላ ጤል
6
ቀጥታ
ትራምፕ፡ ንመሓዛ ኣመሪካ ዝኾነት ዖማን፡ ምስ ኢራን ሓዊሱ ክድብድባ ከምዝኽእል ኣፈራሪሑ
7
ፍቕራውን ዘይፍቕራውን ምስዕዓም ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ ማሕበረሰባት
8
ውዕል መካ፡ ቱርኪ ስዑዲ ዓረብን ፓኪስታንን 'ኣስላማዊ ኔቶ' ክፈጥራ ይኽእላ ድየን?
9
ንዝምድናታትና ዘበላሹ ዘሎ ልምዲ ተሌፎን ደው እነብለሉ ቀሊል መገዲ
ንመወዳእታ እዋን ዝተመሓየሸሉ: 18 ሕዳር 2025
10
ኣብ ፍቕራዊ ህይወትኩም፡ ትጭነቑ፣ ትስንብዱ ዶ ወይስ ቅሱናት ኢኹም?
ንመወዳእታ እዋን ዝተመሓየሸሉ: 14 ለካቲት 2025